Skip survey header
Tigrinya▾

2022-2023 Zeno ቅድመ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ስድራቤት

Tigrinya

መምርሕታት። እዚ ቅድመ-መጽናዕቲ እዚ ብዛዕባ ውላድካ ፡ ምስ ደቂ 3-5 ዓመት ዝኾኑ ካልኦት ቆልዑ ዘሕለፍኻዮ ተመክሮታትን ፡ ኣብዚ ዓመት እዚ ምስ Zeno ቅድሚ ምፅማድካ ብዛዕባ ሕሳብ ምምሃርን ምስትምሃርን ሕቶታት ይሓተካ። ሕጂ ብዘለካ ሓሳባት፣ ኣረኣእያን ተመክሮን ተመርኲስካ በይዛኻ ምላሽ ግበር። 

ምስጢር። ኣብ መወዳእታ እቲ መፅናዕቲ ፡ 'ዲሞግራፊክስ' ኣብ ዝተባህለ ክፋል ፡ ናይ መጀመርታን መወዳእታን ስምኻ ፡ ናይ ውላድካ ስምን ዕለተ-ልደትን ፡ ከምኡ 'ውን ካልእ ውልቃዊ ሓበሬታኻ ንሓትት ። ዕላማ ምሕታት እዚ ሓበሬታ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ተመክሮኻ እተገብረ ለውጥታት ንምውሳን እዩ ። እዚ ሓበሬታ እዚ Zeno ንስድራ ቤታት ብዝሓሸ መገዲ ዘገልግል መደባትን ጸወታታትን ኣብ ምንዳፍ ክሕግዞ ኢዩ። ስምካን ስም ውላድካን ካልእ መለለዪ ሓበሬታታትን ፡ ብዝዀነ ይኹን ምኽንያት ኣይጥቀምን እዩ። ኩሉ ጸብጻብ ስም ከይተጠቕሰ ዝተሓዝ ክኸውን እዩ።  

ስለቲ ግዜኻን ኣቓልቦኻን ከምኡውን ንዜኖ(Zeno) ምስ ስድራቤትናን ማሕበረሰብናን መሳርሕትናን ዘሎና ኣገልግሎትን ምትሕብባርን ንኸተመሓይሽ ስለ ዝሓገዝካና ነመስግነካ።