Skip survey header
Tigrinya

ኣብ እዋን ኮቪድ ንንኣሽቱ ንግዳዊ ትካላት ምሕጋዝ

እንቋዕ ደሓን መጻእኩም!

ኣድላዪ እንተኾይኑ፡ ኣብ ላዕሊ የማናይ ወገን ካልእ ቋንቋ ምምራጽ ይከኣል’ዩ

ህዝባዊ ሓለዋ ጥዕና-ሲያትልን ኪንግ ካዉንትን ንህዝቢ ክፉታት ንዝኾና ንኣሽቱ ትካላት ንግዲ ዉሑሳት፣መኽሰብ ዘለወን ኮይነን ክሰርሓ ይሕግዝ። ብኽብረትኩም ንዓኹም ንምሕጋዝ ብኸመይ ኣገደስቲ ዉሳነታት ከምእንገብር ሓግዙና።

ስምኩም ክትነግሩና ኣይንሓተኩምን ኢና፤ እቲ ዘገድስ ርኢቶኹም ኢዩ፡ እዚ ዳህሳስ ካብ 10 ደቒቕ ዝወሓደ ክወስድ ኣለዎ።

ብቐዳምነት ልምድኹም ስለዘካፈልኩምና ነመስግነኩም።
1. ኣብ’ዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ንስኹም፡
Space Cell እወኣይፋል
ኣብ ኪንግ ካዉንቲ ዘሎ ቢዝነስ ንህዝቢ ክፉት ዝኾነ ወኒንኩም፣ ነጢፍኩም፣ወይ ሰሪሕኩም ትፈልጡዶ?
ማሕበረ-ሰባዊ ማሕበር ወይ ዉድብ ንንኣሽቱ ትካላት ንግዲ ኣብ ምምራሕ ዝሕግዝ ሓጊዝኩምዶ?
ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ንህዝቢ ክፉት ዝኾነ ንግዳዊ ትካል ትውንኑ ወይ ትሰርሑዶ?
ነቲ ዝሰራሕኩሙሉ ቀንዲ ንግዳዊ ትካል ብዝበለጸ ክገልጾ ዝኽእል ኣየናይ ኢዩ?
This question requires a valid number format.
Zip Code