Skip survey header
ትግርኛ

ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ህንፀት ጆርጅታውን ክሳብ ሳውዝ ፓርክ ዝዝርጋሕ ናይ ድሕንነት ፕሮጀክት

ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ህንፀት ጆርጅታውን ክሳብ ሳውዝ ፓርክ ዝዝርጋሕ ናይ ድሕንነት ፕሮጀክት

መጠንቀቕታ ነቶም ጥቓ ጆርጅታውን ክሳብ ሳውዝ ፓርክ ናይ ደሕንነት ፕሮጀክት ዝርከቡ ሰብ ንብረት ዝኾኑ ነጋዶታት፥ ብኽብረትኩም ነቶም ብሰንኪ ህንጸት ዘጋጥሙ ጽልዋታት ብዝተኽኣለ መጠን ክቕንሱ ንምግባር ነቶም ዝህልዉ እዋናዊ ሓበሬታታት ክንሕብረኩምን ሓቢርናኩም ክንሰርሕን ምእንታን ነዚ ቅጥዒ እዚ ምልኡዎ። ኩሎም ሕቶታት ብኣማራጺነት/ወለንታ ዝቐረቡ እዮም። የቐንየልና!

ካብ ጆርጅታውን ክሳብ ሳውዝ ፓርክ ዝዝርጋሕ ናይ ድሕንነት ፕሮጀክት፣ ክሳብ ፎል 2024 ስርሓቲ ህንፀቱ ተጀሚሩ ክሳብ መጀመሪያታት ክረምቲ (summer) 2025 ክዛዘም እዩ።ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ ነዚ ናይ መርበብ ሓበሬታና ተወከስ : seattle.gov/transportation/GeorgetownToSouthParkእንተደአ ሕቶታት አለዉኻ ኮይኖም ናብ GTtoSP@seattle.gov ኢሜይል ግበር ወይ ብ (206) 900-8734 ተጠቒምካ ደውለልና።

መግለጺ ብሕታውነት: ነቶም እትህቡዎም መልስታት ብመሰረት ሕጊ ምስ ካልኦት ሰባት ምክፋል ከድሊ ይኽእል እዩ። ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ፣ ብኽብረትኩም ንኣዋጅ ህዝባዊ መዝገባት (Public Records Act) (RCW Chapter 42.56) ተወከሱ። እቲ ናይ'ዛ ኸተማ መግለጺ ብሕታውነት ነቲ ካባኹም እንረኽቦ ሓበሬታ ብኸመይ ከም እንሕዞ ዝገልጽ እዩ።
If you need this information translated, please call (206) 450-6594.
Kung kailangan mo ang impormasyon na ito na nakasalin sa (206) 450-6594.
Odeeffannoon kun akka siif (206) 450-6594.
당신이 번역이 정보를 필요로하는 경우에, (206) 450-6594. 로전화해주십시오.
Если вам нужен перевод этой информации, позвоните по телефону (206) 450-6594.
 
1. ናይ ርክብ ሓበሬታ
ምስ'ቲ ንብረት ብዝዛመድ ዘለካ ግደ፡
ብዛዕባ እዚ ፕሮጀክት እዚ ዚገልጽ እዋናዊ ሓበሬታ ብኢመይል ክበጽሓካ ትደሊ ዶ?
2. እቲ ንግዳዊ ትካልካ ካብ'ዞም ዝስዕቡ ዘለዎ ነገር ኣሎ ዶ? (ኣብ ኩሉ እቲ ዝምልከቶ ምልክት ግበር)
4. እቲ ኣብ ንግዳዊ ትካልካ ዝርከብ ናይ ጎሓፍ/ዳግመ-ምጥቃም/ ናይ ሕጓ ጎሓፍ መአከቢ ኣቕሓ መዓስ መዓስ እዩ ዝእከብ?
7. ንስኻን ዓማዊልካን ሓበሬታ ንምርካብ ን ኣየናይ ቋንቋ ምመረጽኩም?