Skip survey header
Low Vision Mode ትግርኛ

ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ ህንፀት ፕሮጀክት ድሕንነት Beacon Ave S ን 15th Ave S ን

ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ ህንፀት ፕሮጀክት ድሕንነት Beacon Ave S ን 15th Ave S ን

መጠንቀቕታ ነቶም ኣብ ቤከን ኣቨኑ ሳዉዝን (Beacon Ave S) 15th ኣቨኑ ሳዉዝን (15th Ave S) ትርከቡ ወነንቲ ንግዳዊ ትካላት፡ ብኽብረትኩም ነቶም ብሰንኪ ህንጸት ዘጋጥሙ ጽልዋታት ብዝተኽኣለ መጠን ክቕንሱ ንምግባር ነቶም ዝህልዉ እዋናዊ ሓበሬታታት ክንሕብረኩምን ሓቢርናኩም ክንሰርሕን ምእንታን ነዚ ቅጥዒ እዚ ምልኡዎ። ኩሎም ሕቶታት ብኣማራጺነት/ወለንታ ዝቐረቡ እዮም። የቐንየልና!

ፕሮጀክት ድሕንነት Beacon Ave S ን 15th Ave S ን ኣብ ወርሒ ጁን 2024 ተጀሚሩ ኣብ ጽድያት/ስፕሪንግ 2025 ክዛዘም እዩ።ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ ነቲ ናይ መርበብ ሓበሬታ ገጽና ተወከሱ: seattle.gov/transportation/Beacon15thSafety. እንተደኣ ሕቶታት ኣለዉኹም ኮይኖም፣ ናብ Beacon15thSafety@seattle.gov ኢሜይል ለኣኹልና ወይ ድማ ብ (206) 900-8728 ተጠቒምኩም ደውሉልና።

መግለጺ ብሕታውነት: ነቶም እትህቡዎም መልስታት ብመሰረት ሕጊ ምስ ካልኦት ሰባት ምክፋል ከድሊ ይኽእል እዩ። ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ፣ ብኽብረትኩም ንኣዋጅ ህዝባዊ መዝገባት (Public Records Act) (RCW Chapter 42.56) ተወከሱ። እቲ ናይ'ዛ ኸተማ መግለጺ ብሕታውነት ነቲ ካባኹም እንረኽቦ ሓበሬታ ብኸመይ ከም እንሕዞ ዝገልጽ እዩ።
1. ናይ ርክብ ሓበሬታ
ምስ'ቲ ንብረት ብዝዛመድ ዘለካ ግደ፡
ብዛዕባ እዚ ፕሮጀክት እዚ ዚገልጽ እዋናዊ ሓበሬታ ብኢመይል ክበጽሓካ ትደሊ ዶ?
2. እቲ ንግዳዊ ትካልካ ካብ'ዞም ዝስዕቡ ዘለዎ ነገር ኣሎ ዶ? (ኣብ ኩሉ እቲ ዝምልከቶ ምልክት ግበር)
4. እቲ ኣብ ንግዳዊ ትካልካ ዝርከብ ናይ ጎሓፍ/ዳግመ-ምጥቃም/ ናይ ሕጓ ጎሓፍ መአከቢ ኣቕሓ መዓስ መዓስ እዩ ዝእከብ?
7. ንስኻን ዓማዊልካን ሓበሬታ ንምርካብ ን ኣየናይ ቋንቋ ምመረጽኩም?