እንኳዕ ናብ ዳህሳስ እቶት ታክሲ ሹፌር SFMTA ብደሓን መጻእኩም!
ኤጀንሲ መጓዓዝያ ኮሙን ሳንፍራንሲስኮ ብዛዕባ ኣታዊታትን ወጻኢታትን ታክሲ ሹፌር ክፈልጥ ይደሊ። ተመኩሮኹም ብምክፋል፣ ንታክሲ ሹፌር ብዝበለጸ ክንርድኦምን ክንድግፎምን ክንክእል ኢና።
ኣብዚ መጽናዕቲ ተሳትፎኹም ብፍቃድኹም ዝፍጸም ኮይኑ፣ መልስታትኩም ምስጢራዊ ክኸውን እዩ። ዝወሃብ ሓበሬታ ምስ ኩሉ መልስታት ተደሚሩ ብሕታዊነት ክሕሎ እዩ። እቲ ዳህሳስ ንምፍጻም ካብ 8-12 ደቓይቕ ክወስድ እዩ። ኣብ ከተማና ኢንዱስትሪ ታክሲ ንምምሕያሽ ትገብርዎ ዘለኹም ሓገዝ ነመስግን።
This question requires a valid number format.
This question requires a valid number format.
This question requires a valid number format.