Skip survey header
ትግርኛ

ሞያዊ ጽፈት ሂወት ጥዕና

እንኳዕ ናብ ዳህሳስ ሞያዊ ፅፈት ሂወት ጥዕና ብደሓን መፃእኹም

ሞያዊ ጽፈት ሂወት ጥዕና ክትመልኡ እዚ ናይ መጀመርታ ግዜኹም ድዩ? *እዚ ሕቶ ይድለ እዩ
ኣብ መላእ ዓለም ካብ ዘለዉ ሰፋሕቲ ዓውደ ሞያታት ዝመፁ ናይ ሓገዝቲ ሰብ ሞያ ውፅኢታት ናትኩም መልስታት እውን ምስኦም ናብቲ ዳታ ቤዝና ብምውሳኽ ክትሕግዙና ትደልዩ ዶ? *እዚ ሕቶ ይድለ እዩ
This question requires a valid number format.
ቅድሚ ሕዚ ኣብ ንሞያዊ ፅፈት ሂወት ጥዕና ዝተዳለዉ ስነ-ኣእምራዊ ሓገዝ ዝህቡ ዝኾኑ ማተርያላት ተጠቒምኩም ዶ ነይርኩም? *እዚ ሕቶ ይድለ እዩ
ቅድሚ ሕዚ ዝኾነ ካልእ ማተርያላት ስነ-ልቦናዊ ደገፍ(ማለት፡ ኣብ ስራሕኹም ንዘጋጥምኹም ፀገማት ንምፅዋር ዝሕግዙኹም መሳርሕታት)ተጠቒምኩም ትፈልጡ ዶ? *እዚ ሕቶ ይድለ እዩ
በይዝኦም/አን ፆትኦም/አን ይምረፁ *እዚ ሕቶ ይድለ እዩ
በይዝኦም/አን ክሊ ዕድሚኦም/አን ይምረፁ *እዚ ሕቶ ይድለ እዩ
እቲ ውፅኢት ብ ኢመይል ክለኣኸልኩም ትደልዩ ዶ?
This question requires a valid email address.